dissidentdiaries.wordpress.com
ተቐማጦ ኣስመራ ብ ወተሃደራት ዴ.ም.ህ.ት ንዝተገብረሎም ኣገልግሎት ኣመስጊኖም::
The Onion* ተቐማጦ ከተማ ኣስመራ ነቲ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ዴምህት) ንንጥፈታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንምድንፋዕ ዝገበሮ ሓገዝ ኣመልኪቶም: ምስጋናኦም ገሊጾም:: ከምዝዝከር ዝሓለፈ ቅንያት: ወተሃደራት ዴ.ም.ህ.ት ን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ወኪሎም ምስ ጸጥታ ከተማ ዝተሓሓዝ ዕው…